163330 ብዙሓት ሰባት ፈሪሞም’ዮም። ንስኻ/ኺ ውን ፈርም!

ባይቶ ኣብ መወዳእታ ምእንቲ ክሰምዓናን ንተበግሶና ምእንቲ ክቕበልን ሰፊሕ ወፈራ ንገብር ኣለና ። ብተወሳኺ ብወፈያ ትሕግዘና ዲኻ፧ ፎርም ወፈያ ።

Spenden

ስዊዛውያን ደቂ ኣንስትዮ ቅድሚ 50 ዓመት’ዩ ክመርጻ ተፈ ቒድወን። እዚ ታሪኻዊ ዓወት’ዩ። ሕጂ’ውን ዲሞክራስያዊ ቃልስና ክንቅጽሎ ኣለና። እንተኾነ ግን ክሳብ ሕጂ ኣብ ስዊዝ ኣስታት 1.5 ሚልዮን ሰባት ኣብ ውሳኔ ሃገራዊ ጉዳያት ኣይሳተፉን’ዮም። ምኽንያቱ ከኣ ዝሓዝዎ ወረቐት መንነት ወይ ዝተዋህቦም መንበሪ ፍቓድን መበቆልን’ዩ። ስለዚ’ዩ እምበኣር ኣብ ስዊዝ ብውሑዱ ሓምሽተ ዓመት ዝተቀመጠ ሰብ ናይ ምምራጽን ምድማጽን መሰል ክወሃቦ መጸዋዕታ ነቕርብ ዘለና። ውዓል ሕደር ዘድልዮ ጉዳይ ኣይኮነን!

ሕጂ ፈርም!